Get Mystery Box with random crypto!

$1,144 more to get to $20,000 እቲ ኣንቂድና ዝተበገስናሉ ሽቶ (Goal) ከየ | ተጋሩ ን ተጋሩ channel

$1,144 more to get to $20,000

እቲ ኣንቂድና ዝተበገስናሉ ሽቶ (Goal) ከየብፃሕና ሲ ድቃስ የለን። ንግዚኡ ግን ተነኣሰ ነተን 20 ሽሕ ዶላር ከብፃሓ ተሪፈን ዘለዋ $1,144 ረኺብና ምእንቲ ክነመልኣ፥ ክሳብ እታ ሐዚ ሰዓት ናይ ምልጋስ ዕድል ገጢሙዎም ገና ዘይሃቡ መሓዙት ተልዮሙኩም ሓቦ በሉ በሉልና ……ንብል ኣለና መተሓባበርቲ ኮሚቴ።
No Donation is too small ደቂ ዓድና። ሰለ ልግስኹምን ንሓውና ዳዊት ነጋ እተርእዩዎ ስለ ዘለኹም ክብርን ክነመስግነኩም ንፈቱ።

ንሃብ፥ ፈጣሪ ድማ ኣብዚሑ ክህበና እዩ።

መተሓባበርቲ ኮሚቴ

Donate https://tiphub.co/help-artist-dawit-nega-family/438