Get Mystery Box with random crypto!

ከርከበዴል ዓርቢ ምሸት ብመሰረት ፋልማይ ሐዱሽ ቅዲ ሙዚቃዊ ዛንታ ኣቢልካ ባህልን ታሪኽን | ተጋሩ ን ተጋሩ channel

ከርከበዴል ዓርቢ ምሸት
ብመሰረት ፋልማይ ሐዱሽ ቅዲ ሙዚቃዊ ዛንታ ኣቢልካ ባህልን ታሪኽን ህዝቢ ትግራይ ነቲ ነባርን ሐዱሽን ወለዶ ገላፅን መሃራይን ዝኾነ ኣብ ኣመፃፅኣን ምዕባለን ተጋሩ(ትክሮት) ዘድሀበት ብልፅቲ ስራሕ እነሆ ብስነ ጥበባዊ"ኣብርሃም ገ/መድህን"ኣብ ቀረባ እዋን።
ግጥሚ = ማርዋ
ዜማ = በረኸት ወልዱ
ምውህሃድ ሙዚቃ = በረኸት ወልዱ
ሚክሲንግን ማስተሪንግን = በረኸት ወልዱ @Beck Studio
Subscribe Nabana Entertainment And Be Part of The family ! Let's Support by sharing guys !

https://youtube.com/c/EdenGebreselasieAbrehamGebremedhin