Get Mystery Box with random crypto!

ሰላማዊ ሰልፊ ተመዛበልቲ ሽረ እንዳስላሰ ---- ናብ መረበትና ክንምለስ ውዕሉ ፕሪቶርያ ብህፁፅ | Stalin Gebreselassie

ሰላማዊ ሰልፊ ተመዛበልቲ ሽረ እንዳስላሰ
----
ናብ መረበትና ክንምለስ ውዕሉ ፕሪቶርያ ብህፁፅ ይተግበር፣ንብረትናን ገዛናን ይመለስልናን ክብሉ ኣብ ሽረ እንዳስላሴ ዝተዓቆቡ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ሰላማዊ ሰልፊ ሓቢሮም።