Get Mystery Box with random crypto!

ጎዳ ብርጭቆ ፋብሪካ ብብዙሓት ተጋሩ ብሼር ካምፓኒ መልክዕ ዝተመስረተ ፋብሪካ እዩ ነይሩ:: እዚ ፋ | Getachew K reda

ጎዳ ብርጭቆ ፋብሪካ ብብዙሓት ተጋሩ ብሼር ካምፓኒ መልክዕ ዝተመስረተ ፋብሪካ እዩ ነይሩ:: እዚ ፋብሪካ እዚ ዓብዪ ተስፋ ዝተዉሃቦ ንብራኸ ትግራይ'ዉን ዓብዪ ግደ ክህልዎ እዩ ተባሂሉ ዝህንጠው ዝነበረ ፋብሪካ እዩ:: ሽዓብያ ናብ ዓድና ምስኣተወ ዳርጋ ሙሉእ ብሙልእ ዝብሃል መልክዑ ዘሪፍዎ ቆፎ ጥራይ እዩ ሒዙ ተሪፉ ዘሎ::

እዚ ክብል እንተለኹ ግን ተስፋ ዝቆርፅ ትግራዋይ ክህልው እዩ ኢለ ኣይሓስብን:: ሰሪሕካ ዘምፀእኻዮ ሰሪሕካ ንምትካእ ዝኸብድ ኣይኮነን:: ንእንተ ሽዓብያ ግን ዝዘረፍወን ዝብርክታሎም እንተመሲልዎም ዓያሹ እዮም::

Mezeker A.zemo