ጎዳ ብርጭቆ ፋብሪካ ብብዙሓት ተጋሩ ብሼር ካምፓኒ መልክዕ ዝተመስረተ ፋብሪካ እዩ ነይሩ:: እዚ ፋብሪካ እዚ ዓብዪ ተስፋ ዝተዉሃቦ ንብራኸ ትግራይዉን ዓብዪ ግደ ክህልዎ እዩ ተባሂሉ ዝህንጠው ዝነበረ ፋብሪካ እዩ:: ሽዓብያ ናብ ዓድና ምስኣተወ ዳርጋ ሙሉእ ብሙልእ ዝብሃል መልክዑ ዘሪፍዎ ቆፎ ጥራይ እዩ ሒዙ ተሪፉ ዘሎ:: እዚ ክብል እንተለኹ ግን ተስፋ ዝቆርፅ ትግራዋይ ክህልው እዩ ኢለ ኣይሓስብን:: ሰሪሕካ ዘምፀእኻዮ ሰሪሕካ ንምትካእ ዝኸብድ ኣይኮነን:: ንእንተ ሽዓብያ ግን ዝዘረፍወን ዝብርክታሎም እንተመሲልዎም ዓያሹ እዮም:: Mezeker A.zemo 3.7K views07:03