Get Mystery Box with random crypto!

ሕሰም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝዛሪ ኣይመስልን። ኣብ ሱዳን ደበና ኩናት ሰሪቡ ካፋ ጀሚሩ። ልሙድ ረፅሚ | Getachew K reda - ጌታቸዉ ረዳ

ሕሰም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝዛሪ ኣይመስልን። ኣብ ሱዳን ደበና ኩናት ሰሪቡ ካፋ ጀሚሩ። ልሙድ ረፅሚ መራሕቲ ጥራሕ ዘይክኸውን ይኽእል። ናይ ውክልና ኩናት ናይ ምዃን ሰፊሕ ዕድል ኣሎ። ንዓና ከዓ ብገዚፉ ክፀልወና ተኽእሎ ኣለዎ።

ዝኾነ ኾይኑ ኣብ ሱዳን ዘለኹም ወገናት ክንዲ ዝከኣል ውሑሳት ኩኑ።

Mehari G.Yohannes