Get Mystery Box with random crypto!

#ScamAlert ሽምን ኣርማን ቴሌቪዥን ትግራይ ብምሓዝ ዝተኸፍቱ ዝተፈላለዩ ኣካውንታት ቴሌግራም | Ethiopia Check

#ScamAlert ሽምን ኣርማን ቴሌቪዥን ትግራይ ብምሓዝ ዝተኸፍቱ ዝተፈላለዩ ኣካውንታት ቴሌግራም ከም ዘለው ተዓዚብና።

እዞም ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ቴሌግራም ኣካውንታት ‘Tigray Television’ ከምኡ’ውን ‘ትግራይ ቲቪ Tigray Tv’ ብዝብል መጥቀሚ ሽም ተኸፊቶም ዘለው እዮም።

https://tig.ethiopiacheck.org/home/misleading-tigrai-tv-telegram-accounts-%e1%89%b4%e1%88%8c%e1%89%aa%e1%8b%a5%e1%8a%95-%e1%89%b5%e1%8c%8d%e1%88%ab%e1%8b%ad/