Get Mystery Box with random crypto!

#EthiopiaCheck Video Explainer ዲፕ ፌክ (deep fake) እንታይ እዩ? | Ethiopia Check

#EthiopiaCheck Video Explainer

ዲፕ ፌክ (deep fake) እንታይ እዩ?

ኣብዚ እዋን እዚ ብዝተራቐቐ መልክዕ ዝስርሑ ስእልታት፣ ቪዲዮታትን ድምጽታትን ዝሓዙ ትሕዝቶታት ክረኣዩ ጀሚሮም ኣለዉ። እሞ ንዞም ዘተሓሳስቡ ትሕዝቶታት ንምልላይ እንታይ ክንገብር ንኽእል??

ነዚ ብዝምልከት ኢትዮጵያ ቼክ ንዘዳለዋ ሓጻር ቪዲዮ ንርአ።