Get Mystery Box with random crypto!

ተጋዳላይ ከምዚ ኮይኑ ......... ጭጭጭጭጭ ተጋዳላይ ቀዳምነት ይወሃቦ..... ጭጭጭጭ ቧች ና | Make Tigray Great Again !

ተጋዳላይ ከምዚ ኮይኑ ......... ጭጭጭጭጭ
ተጋዳላይ ቀዳምነት ይወሃቦ..... ጭጭጭጭ

ቧች ናብ ምኽንያታዉነት እንዶ ንምፃእ ።

እንኮ ህይወቶም ኣረኪሶም ፍፁም ከይሰሰዑ ምእንተ ትግራይ ንዝተዃሽሑን ዋጋ ዝኸፈሉን ተጋደልቲ ትግራይ ካልእ ይግበኦም ኣይገብርዎን እንበር ።

እቲ ሕቶናን ርኢቶና ኣብ ፍታዉነትን ግልፅነትን ኣተገባብሮኡ ኢዩ ክኸዉን ዘለዎ።

እዚ ማለት ከዓ ዘይተጋደለን ዘየጋደለን ስራሕ ኣይቁፀርን ወይ ኣይዋፈርን ዝብል ሓሳብ ዘለዎ ድማ ስሱዐን ክብሪ ምግዳል ዘይፈልጥን ኢዩ።

ስዉኣትናን ጉዱኣት ኣካላትናን ብዋጋ ዘይትመን ዝለገሱልና ልግሲ ዋግኡ ከቢድ ስለዝኾነ ንዓዓቶም ዝዝከሩሉን ስድረኦም ዝሕብሐብሉን ትካል ክጣየሽን ክንሓትት ኣሎና ።

ዉልቃዊ ርኢቶይ