Get Mystery Box with random crypto!

ኣብ ዝሓለፈ 2 ግዜ ሰልፊ ወፂኦም ሕቶኦም ተዓፊኑ ተሪፉ። ሕጂ ድማ ሳልሳይ ግዜ ሰላማዊ ሰልፊ ወጽ | CHANNEL 29

ኣብ ዝሓለፈ 2 ግዜ ሰልፊ ወፂኦም ሕቶኦም ተዓፊኑ ተሪፉ። ሕጂ ድማ ሳልሳይ ግዜ ሰላማዊ ሰልፊ ወጽዮም ፍታሕ ዘይረኸቡ ጀጋኑ ጉድኣት ኲናት መንግስቲ ብቕልጡፍ ፍታሕ ክህቦም ይግባእ።

ጀጋኑና ምእንቲ ትግራይ ክብሉ ኣካሎም ዝጎደሉ ኩሉ ክብርታቶም ልዕሊ ማንም ትግራዋይ ክኽበረሎም ኣለዎ። ነዞም ጀጋኑ እዚኦም ዘይኸዉን ሃፍቲ ትግራይን ምምሕዳር ትግራይን ገደሉ ይእቶ።


Teke Magnaw